Features Mefth - Online Resid
ረሲድ ክትግዝእ ኣብ ግብጺ ዝቐለልዩ እኝተኾነ ግን ኣብ ስራሕ ትህሉ ወይ ኣብ ዝተፈላለየ ዘይጥዕም ቦታ ትህሉ እዛ ኣፕ እምበኣር ኣብ ከምዚ ኢያ ትጠቕመካ፡
💎 ጥቕሚ እዛ ኣፕ
✔ ኣብ ዝደለኻዮ እዋን ረሲድ ካብዛ ኣፕ ክትገዝእ ትኽእል
✔ ስልም ወይ ኣስካላ ወሪድካ ካብ ድኳን ከይድካ ትገዝእ ብቐጥታ ካብዚኣ ክትገዝእ ትኽእል
✔ ኣብ ስራሕ እንተደኣ ሃሊኻ ብቐጥታ ካብዚኣ ረሲድ ብምግዛእ ንደቂ ገዛኻ ኣይተሸግሮምን ኢኻ።
👉 እዛ ኣፕ ክትሰርሓልካ እንተኾይና ኢንተርነት ግድን ኢዩ ዘድልየካ፡ ኢንተርነት እንተዘይብልካ ነዓይ ብቑጽሪ ቴለፎነይ ሚስኮል ጥራይ ግበረለይ ኣነ ብቐጥታ ደዊለ ዝደለኻዮ ረሲድ ክህበካየ።
🛡️
Secure & Private
Your data is protected with industry-leading security protocols.
💬
24/7 Support
Our dedicated support team is always ready to help you.
⭐
Personalization
Customize the app to match your preferences and workflow.
Screenshots
See the Mefth - Online Resid in Action
Get the App Today
Download on Google Play
Available for Android 8.0 and above